principles of spiritual life(Eritrean)


1.0 par mbade2
Nov 29, 2018

À propos de principles of spiritual life(Eritrean)

principes de la vie spirituelle (érythréen)

እዚ መንፈሳዊ ካሪክለም ኣብ ሰለስተ ቀንዲ መሰረታዊ መምርሒ ዝተመርኮሰ ኮይኑ ፡ ሰንሰለታውን ንቀጻሊ ዕብየት ኣብ መንፈሳዊ ሂወት ሓጋዚ እዩ ።

ቀዳማይ ፡ ’’ግብራዊ ስራሕ‘’ ኮይኑ ነፍስ ወከፍ ነጥቢ ኣንቢብካ ሓቀኛ ዕብየት መታን ክትረኽበሉን ፡ ክትዕወተሉን ኣብ ምትግባሩ ክትጽዕር ኣለካ ፡ ኣብ ምንባብ ጥራሕ እንተተሓጺርካ ግን ከም ተራ መጽሓፍ ንኽትዛናጋዕ ኢልካ ተንብቦ ክኸውን እዩ ፡ ንሱ ጥራሕ ዘይኮነ ጅምር ኣቢልካ ምግዳፍ’ውን ንቀጻሊ ዕብየት ውጽኢት የብሉን ።

ካልኣይ ፡ ’’ብመስርዕ ክኸውን ኣለዎ ‘’ ኣብ ሰሙን ሓንቲ ክፋል ኣብ ተንብበሉ ንዓኣ ኣብ ግብሪ ከየዉዓልካ ናብቲ ካልእ ጽሑፍ ምስጋር ፡ ብሃውሪ ምንባብ ፡ ጀሚርካ ዘይምውዳእ ፡ ካብ ተራ ምንባብ ሓሊፉ ስሩዕ ዘይኮነ ኣካይዳን ፡ ንዘንበብካዮ ዘረስዓካን እዩ ። ከም ውጽኢቱ ድማ ኣንቢብካ ጥራይ ኢኻ ክተርፍ ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ነጥቢ ዝተታሓዘ ኮይኑ ስለ ዝተዳለወ በቐደም ተኸተል ኣገባብ ምኻድ ኣገዳሲ እዩ ። ኣብ ግዜ ምንባብካ ገሊኡ ትፈልጦ ገሊኡ ኸኣ ሰሚዕካዮ ዘይትፈልጥ ነገራት ምርካብ ባህርያዊ ኮይኑ ምሳና ሓቢርኩም ክትቅጽሉን ዕጋበትን ሓጎስን ዝመልኦ ሂወት ክኾነልኩም ሰናይ ምኒዮትና’’ዩ ።

ሳልሳይ ’’ ቀጻልነት’’ ኣብዚ መንፈሳዊ ካሪክለም እዚ ዝከታተለካ ፡ ዝመርሓካን ኣባት ነብሲ ወይ ኣገልጋሊ ቤተክርስቲያን ምሳኻ ክህሉ ተመራጺ’’ዩ ። እቲ ኣገዳሲ ነጥቢ ግዚኡ ወፊዩ ምሳኻ ኮፍ ኢሉ ዝከታተለካን ኣፍልጦ መንፈሳዊ ሂወት ዘለዎ ክኸውን ዝያዳ ተመራጺ ይኸውን ፡ ዝከታተለካ ሰብ እንተ ስኢንካ ግን ጸሎት ብምግባር ዓይነ ልቦናኻ ክኸፍተልካ ለምን ። ኮይኑ ግን ነዚ ንምግባር ስጋብ መወዳእታ ንምቅጻል ፡ ዓቅልን ትዕግስተን ክሓተካ’’ዩ ! መንፈስ እግዚኣብሔር እሙን ስለ ዝኾነ ከኣ ኣብ መዓልታዊ ጸሎትካ ክሰምዓካን ክድግፈካን መምህርካን ክኸውን’’ዩ ።

* ንዝያዳ ሓበሬታ ፡ ሓገዝ ፡ ሕቶ ወይ ክውሰኽ ኣለዎ ትብልዎ ፡ ወይ ብመልክዕ PDF ዝተረፈ ክፋላት ክለኣኸልኩም ንእትደልዩ ብgodlovehostel@gmail.com ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም ወይ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ፡

25 street Mustafa basha ካብ toman bay street hadayek zeytun cairo ቤት ፍቅሪ እግዚኣብሄር ንካብ ርሑቅ ዝመጹ ተማሃሮ ሓገዝ እንዳ ሃበ መንፈሳዊ ኣጎልጉሎቱ የበርክት

Informations Application supplémentaires

Dernière version

1.0

Telechargé par

Katrīna Sapala

Nécessite Android

Android 4.0+

Voir plus

Use APKPure App

Get principles of spiritual life(Eritrean) old version APK for Android

Téléchargement

Use APKPure App

Get principles of spiritual life(Eritrean) old version APK for Android

Téléchargement

Alternative à principles of spiritual life(Eritrean)

Obtenir plus de mbade2

Découvrir