Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ


4.52 par Afromium Digital Solutions
Oct 11, 2023 Anciennes versions

À propos de Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Mots Tigrinya Culture Tigrigna proverbe dictons Tigre Érythrée Éthiopie

ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ

ምስላ ጭቡጥን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ። ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ ፣ ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት Précommandé ዝሓ። ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል “ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ ፣ ጽቡቅ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ፍሉይ ረምታ ዝህልዎን ኢዩ።

ማዕዳ ፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር ፣ ብሄራዊ ተመክሮ ፣ ሓቂ ፣ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ተጠቃለለ ፣ ፣ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ ”። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ኩነታት ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን። ምስላታት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም።

ኣብ ናይ መዓልታዊ ዝርርብ ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ። ምስላታት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ኣብ ገዛ ፣ ትምህርቲ ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ንኽእል።

Informations Application supplémentaires

Dernière version

4.52

Telechargé par

Roy Ald

Nécessite Android

Android 5.0+

Available on

Voir plus

Use APKPure App

Get Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ old version APK for Android

Téléchargement

Use APKPure App

Get Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ old version APK for Android

Téléchargement

Alternative à Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Obtenir plus de Afromium Digital Solutions

Découvrir